Rusta och Matcha
      (KA-nummer: 10073591)

 

ናብዚ  ስራሕ ናይ ምድላልን:ምምጻእን ትካልና  ’’ Indarad Ab’’ ድሕሪ ምምጻእኩም ምስ ተመኩሮ ዘለዎም ክኢላታት ትዛራረቡን: ንስራሕ ይኹን: ንትምህርቲ ዘድልየኩም ሓበሬታን ምኽርን ትረኽቡ።  ደድሕሪ እቲ ናይ መጀመርታ ዝርርብና ከኣ ብኡንብኡ  ሸቶኻ ወይ  ሸቶኺ:ትምህርቲ ይኹን ስራሕ ብዘየገድስ: ኣብ ድሌትኩምን: ናይ ተመኩሮን ትምህርትን ድሕረባይታኹም: ተመርኲስና  ሸቶታትኩም ኣብ ምውቃዕ ኣበርቲዕና ንሰርሕ። 

ስለዚ ኣብ Arbetsförmedlingen ተመዝጊብኩም: ብዉሑዱ 4 ወርሒ እንተጌርኩም: ’’Rusta och match’’ ዝበሃል መደብ ክፍቀደልኩም ስለዝኽእል : Arbetsförmedlingen ክትሓቱ ትኸእሉ ኢኹም።  ድሕሪ እዚ ንትካልና ’’ Indarad Ab’’ ምረጹ: ክንሕግዘኩም ተዳሊና ኣለና: ብደሓን ሙጹና።

  

Indarad AB
KA-nummer: 10073591
Aniaraplatsen 4, Sollentuna
Ynglingavägen 1, Järfälla
info@indarad.se 0736704613